Shared reading på Tigrinja- ሓቢርካ ምንባብ

📚 Kurs og læring
Om
ሓቢርካ ምንባብ "Shared reading method" ዝኽተል ቀሊል ሓሳብ እዩ። ካብ ተሳታፊ ጠለባት ብዘይ ሓትት መገዲ ዝተፈላለዩ ስነ ጽሑፋት ከተስተማቕርን ንኽትዛነን ዝዕድም ጽቡቕ ባህላዊ ንጥፈት እዩ ። ሓደ ዝሰልጠነ ኣንባቢ ንጉጅለ ሰባት ሓጺር ዛንታ ወይ ግጥሚ ዓው ኢሉ የንብብ። ኣብ መንጎ ዕረፍቲ እንዳ...
ሓቢርካ ምንባብ "Shared reading method" ዝኽተል ቀሊል ሓሳብ እዩ። ካብ ተሳታፊ ጠለባት ብዘይ ሓትት መገዲ ዝተፈላለዩ ስነ ጽሑፋት ከተስተማቕርን ንኽትዛነን ዝዕድም ጽቡቕ ባህላዊ ንጥፈት እዩ ።
ሓደ ዝሰልጠነ ኣንባቢ ንጉጅለ ሰባት ሓጺር ዛንታ ወይ ግጥሚ ዓው ኢሉ የንብብ። ኣብ መንጎ ዕረፍቲ እንዳ ገበረ ከኣ ነቲ ዝተነበበ ጽሑፍ ንኣስተንትኖ ዝኸዉን ግዜ ይህብ። ተሳተፍቲ በቲ ንባብ ዝተበገሱ ስምዒታት፣ ሓሳባትን ተዘክሮታትን ከካፍሉ ከኣ ይተባብዑ። ተሳተፍቲ ኮፍ ኢሎም ክሰምዑ ጥራይ ውን ክመርጹ ይኽእሉ። እቲ ቀንዲ ሓሳብ ሰባት ርግኣት ዝስምዖም ቦታ ምፍጣር እዩ።
ነቲ ስነ-ጽሑፍ ዓው ኢልካ ኣብ ሓቀኛ ግዜ ምንባብ ማለት ኩሉ ሰብ ኣብ ናይ ሓባር ቀጥታዊ ተሞክሮ ንኽትሳተፍ ዕድል ይህብ። ነፍሲ ወከፍ ሰብ ነቲ ጽሑፍ ብናቱ መንገዲ ይመክሮ፡ እቲ ስነ-ጽሑፍ ግን ን...
Arrangør
🏢
Arrangør
Arrangement-ID:
