Morsmålsdagen: Lesestund på tigrinja

📚 Kurs og læring
Om arrangementet
ንባብ ንህጻናት ብትግርኝ ኣህጉራዊ መዓልቲ ቋንቋ ኣደ ብዝተፈላለየ ቋንቋታት ንባብ ብምክያድ ኣብ Sølvberget ቤት ንባብ ክበዓል ኢዮ። ሎሚ ቀዳም ሚርያም ኣብ Skattkammeret ንህጻናት ብትግርኛ ዛንታታት ክተንብብ እያ። ብደሓን መጹ፦ ንካብ 3 ዓመትን ልዕሊኡን ንውሓት ግዜ ኣስታት 30...
ንባብ ንህጻናት ብትግርኝ
ኣህጉራዊ መዓልቲ ቋንቋ ኣደ ብዝተፈላለየ ቋንቋታት ንባብ ብምክያድ ኣብ Sølvberget ቤት ንባብ ክበዓል ኢዮ። ሎሚ ቀዳም ሚርያም ኣብ Skattkammeret ንህጻናት ብትግርኛ ዛንታታት ክተንብብ እያ። ብደሓን መጹ፦
ንካብ 3 ዓመትን ልዕሊኡን
ንውሓት ግዜ ኣስታት 30 ደቓይቕ
Vi feirer den internasjonale morsmålsdagen med lesestunder på ulike språk i Skattkammeret. I dag vil Miriam fortelle historier på tigrinja. Velkommen!
Fra 3 år. Varighet ca 30 min
Arrangør
🏢
Arrangør
Profesjonell arrangør
Arrangement-ID:
